ጸረ ኣድልዎ ምኽሪ ኣብ ሜክለምቡርግ ቮርፖመርን
ተወጺዕኻ/ኺ ዲኻ/ኺ ወይ ተወጺዕኻ/ኺ ነርካ/ኪ? ኣድልዎ ይስመዓካ/ኪ ብሰንኪ:
…
ብሄራዊ መበቆልካ/ኪ?
…
ስንክልና ወይ ሕዱር ሕማም?
…
ጾታዊ ዝንባለኻ/ኺ?
…
ጾታዊ መንነትካ/ኪ?
…
ሃይማኖትካ/ኪ?
…
ዕድመኻ/ኺ?
…
መልክዕኻ/ኺ?
…
ማሕበረ-ቁጠባዊ ኩነታትካ/ኪ?
…
ቁንቋኻ/ኺ?
…
ካልእ ምክንያታት?
ንሰምዓካ/ኪ ኢና!
ኣብ ጎንኻ/ኺ ኢና!
ብዛዕባ መሰላትካን/መሰላትክን ኣማራጺታትካን/ኣማራጺታትክን ንሕበርካ/ኪ!
መፍትሕታት ብሓባር ነማዕብል!
ካብ ኣድልዎ ባዕልኻ/ኺ ክትከላኻል/ ሊ ንሕግዘካ/ኪ !
ምሳኻ/ኺ ኣለና ምስ ኣብጥኻኻ/ኺ!
ዝርከቡ ናትና ናይ ጸረ ኣድልዎ ቤት ጽሕፈታት ብሓጎስ ተራኻብ/ቢ ። ኣድልዎ ክተሕብር/ሪ
ትደልይ/ዪ? ድሕሪኡ በዚ መንገዲ…
ንመክር
ብሚስጢር
ብነጻ
ኣድላይ እንተኾይኑ ሽም ከይተገልጸ
ኣብ ቀረባ መንበሪ ገዛ
እንተተኻኢሉ ካብ መሰናኽል ነጻ